MBV Kassel tigrinya

ናይ ማእከላይ ሀሰን ማሕበር ትምህርቲ Mittelhessischer Bildungsverband e.V.

ቤት ጽሕፈት ካስል

ናይ BLEIB ኣማኸርቲ ን ደለይቲ ኣስተምህሮ ኣብ ክልል ካስል

ነእንግዶም ነገራት

ንሕና ነእንግዶ ምኽሪን ኣስተምህሮን ን ስደተኛታት ኣብ እዋን መስርሕ ዑቕባን ድሕሪኡን ከምኡ ውን ንዝተነጽጉ ኣብ ስራሕ ዓለም ንኽኣትው እዩ። ብተወሳኺ ብቋንቋ ኢንግሊዝ፡ ፈረንሰኛ፡ ቱርኪን ዓረብን ምኽሪ ንህብ።

  • ምኽሪ ን ሞያዊ ብቕዓትን ንሓዲሽን ቀጻሊን ሞያዊ ስልጠና
  • ናይ ወጻኢ ሃገር ሞያዊ ስራሕኩምን ትምህርትኹምን ኣብዚ ሃገር ብቑዕነቱ ንምርግጋጽ ንተሓባበረኩም
  • ንጀማሮ ቋንቋ ትምህርቲ (ናይBAMF ፍቓድ ይሃሉኹም ኣይሃልኹም ብዘየገድስ) ናይ ትምህርቲ ቦታ ንደሊ።
  • ፍቓድ ንናይ ሞያዊ ትምህርቲ ኮርስ ESF-BAMF-Kurse
  • ናይ ኣሰራሕ ቅጥዕታት ንምምላእን ናይ ስራሕ ፍቓድ ምውጻእን ናይ መንበሪ ገደብ ንምጽራይን ንተሓጋገዝ
  • ናይ ስራሕ መድለዪ ሰነዳት ምምስራትን ምምሕያሽን ንተሓባበር
  • ናይ ፕራክቲኩም ቦታ ንምርካብ ንተሓባበር

ኩሉ ፕሮጀክታዊ ዕማም ናይ MBV Kassel ኣብ ትሕቲ BLEIB in Hessen II ዝተመርኮሰ ሓባራዊ ስራሕ ምስ፡

  • ቤት ጽሕፈት ዕዮን ጆብ ሰንተርን
  • ናይ ስደተኛታት ኣማኸርቲ ማዕከናት
  • ናይ ሞያ ስልጠና ተቐበልቲ፡ ቤት ትምህርቲታት፡ ፎልክስ ሆኽ ሹለ
  • ምስ „Arbeitskreis Integration“ ናይ ከተማ ካስልን ምስ Zukunftsbüro
  • ምስ ማሕበራት ናይ ሞያን፡ ቋንቋን ናይ ነጻ ግዜ መዘናግዒ ትካላትን (VBSF) ከምኡ ውን ማእከል ባህላዊ ጉዳያት „Schlachthof“
ብዛዕባና

እዚ ማሕበር ትምህርቲ ማእከላይ ሄሰን (MBV) ኣብ ማርቦርግ ዝመሰደበሩ ኮይኑ ካብ 2000 ዓመተምህረት ጀሚሩ ናይ ትምህርቲን ስራሕን ስልጠናን ዕድላትን ዝህብ ማሕበር እዩ። እዚ ማሕበር ምስ ኣብ ምሉእ ሀሰን ዝርከብ ናይ BLEIB in Hessen II ከምኡ ውን ናይ ካስል ገለ ፕሮጀክትታት ናይ ከተማን ንኡስ ዞባን ቤት ጽሕፈታት ሓቢሩ ይሰርሕ።







Hessenkarte




	
	Land-
	Kreis
	Kassel

ናይ ዝርርብ ሰራሕተኛ፡

BLEIB in Hessen II

Mittelhessischer Bildungsverband e.V.

Akazienweg 20 | 34117 Kassel

0561 31750964

Neriman Ün-Fahsi

uen-fahsi@mbv-ev.com

Omar Dergui

dergui@mbv-ev.com

ናይ ዝርርብ ሰዓታት፡

ረቡዕ ካብ 13:00 ክሳብ 17:00

ከምኡ እውን ብቖጸራ